ናቱ & ኣቢነር አርክነቶም ደስ ክብል 😴❤
ደገፍቲ ልዋም Leik ርገጹ❤❤❤❤❤🎉👑🔓🔐
እዛ ፊልም ስጋ ባባ ን4 ዓመት ኣብ ሙድ የእትያትኒ።እዞም ዸረስትን ተዋሳእትን አዲተራትን፡ክነፍዑ ዋው
ፈጣሪ ካም ናቱ ዓርኪ ፍጠረለይ🙏😘
ኣቢ ምሰ ልዋም ክኮን እየ ባህገይ 🤲
ሄራን ንሳንድሮ ጽቡቕ ጌርኪ ገጥምክዮ ኣለኺ ። ኩሉኹም ብሓባር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።
ሃብቶም ብጣዓሚ እየ ዘደንቀካ 🎉🎉🎉👏👏👏
ሄሪን & ኣቢነር ዝፈቱ እስኺ❤❤❤
Wwwwwwwww በጃካ ናይ ክልቲኦም ሓጎስ ኣርእየና ካልኣይ ግዜ ንኣቢነር ከይቲብድሎ❤
እዛ ፍሊም መሊሳ ትምቅር ኣላ ❤❤❤
ካብ ሰብኣያ ንላዕሊ አኮ ከፊኣታ አዛ ቀራን ሊድያ😢😢😢
ነዛ ሊድያ ትብሃል ጽፍዑለይ በጃኩም😂😂😂
ዋውውውው ናይ ሳንድሮ ኣክሽን ደስ ክብለኒ .. ኩላትኩም ንፉዓት👏🏽👏🏽👏🏽
ዋው ዛፍልም ካብ ማዓልቲ ናብ መዓልቲ ዶ ትምቅር ኣላ ሓቀይ❤❤🎉🎉
Part 80 denguyatna nxbe alena😢😢😢😢😢please ba sdedwa
ወላዲትኩም ዘለዋ 100000 ይንበራልኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሽም ወላዲትኩም🙏
አዛ ፊልም ግን ኣብ ሰልሚ😂የአቲያትኒ ኣላ አፍፍፍፍፍፍ ያላ ርገጽ❤❤❤❤❤❤❤
በረከትሲ ምሽሙሽዩ ሰቤይቱ ክቀጽዕ ዘይክእል
ያ ጃምዓ ኣነ ከም ናቱ ዓርኪ የድሌኒ ኣሎ
@መንከም-ሰራዊትኤርትራ