መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለን ካብዚ ተላባዒ ሕማም ክሮነን ይሓልወና ኣሜን ። ንሓየሎም ድማ ላይክ ሃቡለይ።
እዋይ ታንታን ሓወይ ናይ በሓቂ ንፉዕ ሰብ ትሃንጽ ኣለኻ ( ብሽም ታንታነይ እስከ ኣብዚኣ ገና ንተኣከብ )
ይቅብጸኪ ኣለኹ ምምናይ’ስ ተመንየኪ ተመንየኪ ከምዛ ጥዕና ከምዛ ዓይነ ብርኪ ክልተ ሂወት ክኾነልኪ ኣብ ትንፋሰይ ጸየረኪ ኩሉ ዝተመንኺዎ ትምኒትኪ ካብዘይኮነ ልብኺ ልብኺ ልብኺ ን ኻልእ ምስ ሃብኪ…... ኢደይ ሂበ ኢደይ ሂበ ድማ ኣነ……... ካብ ዘይኮነለይ ኸምዛ ዝህንጥስ ኩሉ ስርዓተይ ደው ኣቢለ ከም ትምሕሪ ትቀትሊ መልስኺ ይጺበ ኔረ ግን ይትረፍ ካልእ ሰብ …...ይትረፍ ጓና …...ምስኻ ዝተላፈነ ኣካልካ እዚ ኣካልካ …...ሓሚሙ ተዘይኮይንልካ……ኣካልካ እዚ ኣካልካ ……ቀቢጽካ ዝእለ ይቅበጸኪ ኣለኺ መኒነ………መኒነ ከማኺ ኮይነ ይቅበጸኪ ኣለኺ መኒነ………መኒነ ከም ጡብ ኣደይ ጌረ ሕማቕኪ ኣይደልይን ወይኖ ሕማቕኪ ኣይደልይን ወይኖ ሕማቕኪ ኣይደልይን ,,,,,,,,,,,,,እንታይ ክገብረለይ ኩሉ እቲ ሙቁር ዝሕለፍናዮ …...ክልቴና ንፈልጦ ትዝታ ናበልዓኒ…...ከይውዳኒ ይበቆ ኩሉ እቲ ሙቁር ዝሕለፍናዮ …...ክልቴና ንፈልጦ ትዝታኺ …...ከይውዳኒ ይበቆ ሓቀኛ ፍቅሪ ከማኡ እዩ በጃኺ ……...ዋጋ እዩ ዘኽፍል……ኣሃሃሃይይይይ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ…….ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ ምስቲ ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ…….ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ ምስቲ ዘለኽዮ እሳት ጓሂ ዝለብልቦ ልበይ ፈጣሪ ማይ፥ ማይ ተስፋ ክዒለይ ሓዱሽ ምዕራፍ ክፍትን ንብዓተይ ሓንሲሰ ነብሰይ-ነብሲማተይ ኣይወጾን የ ከሲሰ ይቅበጸኪ ኣለኺ ይቅብጸኪ …….ይቅበጸኪ ኣለኺ መኒነ ይቅበጸኪ ኣለኺ ይቅብጸኪ …….ይቅበጸኪ ኣለኺ ካብ ዘይኮነ ኩሉ እቲ ሙቁር ዝሕለፍናዮ …...ክልቴና ንፈልጦ ትዝታ ናበልዓኒ…...ከይውዳኒ ይበቆ ብፍታወይ ተምሪኸ እዛ ልበይ ኣረኪበ ጅግና ጅግና ይብለኪ ስብእነተይ ኽዒበ ሓቀኛ ፍቅሪ ከማኡ እዩ በጃኺ ……...ዋጋ እዩ ዘኽፍል……ኣሃሃሃይይይይ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ…….ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ ምስቲ ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ…….ዘለኽዮ ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ ምስቲ ዘለኽዮ እሳት ጓሂ ዝለብልቦ ልበይ ፈጣሪ ማይ፥ ማይ ተስፋ ክዒለይ ሓዱሽ ምዕራፍ ክፍትን ንብዓተይ ሓንሲሰ ነብሰይ-ነብስዪ ማተይ ኣይወጾን የ ከሲሰ ይቅበጸኪ ኣለኺ ይቅብጸኪ …….ይቅበጸኪ ኣለኺ መኒነ ይቅበጸኪ ኣለኺ ይቅብጸኪ …….ይቅበጸኪ ኣለኺ ካብ ዘይኮነ
ኣብ ግዚኣን ስዓታን ብሉጽ ስራሕ ሓወይ። ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ። ንሓፍትና ድማ ሓዳራ ሰናይ ይግበረላ። ንስኻ ድማ ሓድሽ ሂወት ጀምር ምኽንያቱ ኣብ ሂወት ብጽቡቅ ዝተፈጥረ ጽባቀ የለን፣ እንታይ ድኣ ንሕና ደቂ ሰባት ንዝወረደና ነገራት ናብ ረብሓና ቀይርና ክንጥቀመሉ ከለና'ዩ ዝያዳ ደስታ ዝፈጥርን፡ዕረፍቲ ዝህብን ስለዚ ኣጆኻ ትርር በል። ሰላም'ዎ ሰናይ ንዓኻ ይምነ።
ናይ ገለ ሰባት ሓይሊ ፍቅሪ ዝተረድኦም የተባብዕዎ ኣለዉ ደስ ዘብል👈👈🙏🙏 ገሊኦም ከኣ የባጭዉ ዝገርም ዩ ።
Ab fkri ztegodaekum #like habuni
ሓይሎም በዓል ጥዑም ገረሮን ዜማን ኣንካዕ ብሰላም መጸኻና ፡ ኣንተ ዛ ኣብ ክሊብካ ዘላ ጋል ግን ኩሉንትንኣ ክድዓትን ጥልመትን ያ ሞ ኣንተ ዘይ ደገምካያ ጽቡቅ ነይሩ ።
I come from Eritrea Adikeyh and i love Eritrea love music kem aqmna fetina English like belu
ታንታን ከመይ የድንቀካ ኣይፈልጥን ጥዑም ድምጽን ዳይረክተርን ከኣ Eri power man ን ታንታነይ ዝፍቱ ሰክ ምልኪት ግብሩለይ
ኣታ ንስካ ፈቃር ሰብ ኢካ ብሓቂ ከማካ ይብዝሑ እስከ ጽቡቅ ወዲ😘😘
ጹቡቕ ስራሕ ሓወኒ" part (3) ካኣ ወናኒተይ ረኪበ ትብል ኣርእስታ ንጽበ።🎼
ሓይሎም እስከ በል ንቕድሚት ጹቡቅ music
1.ኩሉ እቲ ሙቁር ዝሕለፍናዮ ክልቴና ንፈልጦ 😭 2.ትዝታ ናበልዓኒ ከይውዳኒ ይበቆ 😭 3.ዘለኽዮ በሊ ይጥዓምኪ 😭 4.ይቐብጸኪ"ለኹ 😭
ጽቡቅ ስራሕ ዩ ሓይሊ bro ገለ ክፍል ናይ ዛ ስራሕ እሳት ጋህሪ ዝለብለቦ ልበይ እቲ ፈጣሪ ማይ ማይ ተስፋ ኺዕለይ ሓድሽ ምዕራፍ ክፍትን ንብዓተይ ሓኒሲሰ ነብሰይን ነብሲ ማተይን ኣይወጾን የ ከሲሰ ! ይቀብጸኪ ለኹ ይቀብጸኪ +ይቀብጸኪ መኒነ 100% ቡሉጹን ጽፍፉን ስራሕ ።ኩላትኩም ከምዚ ናይ ሓየሎም ዝመሳሰል ታሪኽ ዘለኩም ከም ዚ ከማይ እንሆ ነዓና ናብ ጀዲድ ታርኽ ኽንቅጽል መምስዘለናዮ ይጥዓመና . ዘይቀብጽኩም ከኣ መንኑ ንቀባበጽ በቃ !
Kmzie natka fuly derfie endyu on time agatimni zeyfelet ajoka neqdmit tray i hope ka part three elka ketzazmlna Eripower
ብሉጽ ስራሕ ሓየሎም ሓወይ ኣብ ህወትካ ሰላም ወሰናይ ናዓካ ይመነ
Tantany the best❤ Adey keyblka zytgtem mukanka des yeblka kebri ne ditat eritrea❤🇪🇷❤
Neza derfi Triewa wey tsemowa Zelekum Deki Eri !!xom ena zelena emo Awudamet Ms Srakum yerakbkum Amlak !💌💌💌💌💌💌
ኣታ ኣነ ዝወዲ ከጸልለኒ'ዩ ዝደሊ ኤሪ ፓወር ጅግና ወዲ ኤረይ እንቋዕ ድሓን መጻኻና
@koki-show