ጽቡቅ ስራሕ ዘይተዳህሰሰ ኩርናዕ ጥበብ ኣሪኢኹምና ሙኒር ጥዕም ድምጺ ዳኒ ቡሉጽ ዳይረክተር ንፉዓት ተዋሳእቲ ንፉዕ ሰኣላይ ምስ ኣርተዖት
ሙኒር ዓሊ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ነፍስሄር የሕደጎ Support him pls deki Eri 🇪🇷 ዝራኣኩማ ሸር እንዳበልኩም ናብ ፈይስቡክ ብዝተረፈ ሰናይ ቀዳማሰንበት ናይ ዕረፍትን ክኮነልና ይምነ ።
Nay Yhdego derftat Baelu Nebseher Yhdego Gebremedhn tray kderfo kelo eyu tuem. Nay Yhdego Derftat Ab kulu Tigriyna tezarabay zeyrsae tztatat eyu zelewo. Like habni reytoy entedea fetikmo
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሙኒር ንይሕደጎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።
Waww!! Btaemi tsebuk serah Amir mara teum demtsi aloka, 100% hibeka aloku.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯❤
Nie munir zifetu leik habuley ❤️👍❤️🌹🌹🌹🌹🌴👍👍👍
Munir blux srah Dani mekseb ka blux darkiter 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Thanks ሙኒር ኒ ይሕደጎ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣብ ሳዋ ወርድና ንደርፎ ነርና 😍😍
"ወዲ ዓሊ ናይ ሕማመይ ተዘክሮ የሕደጎ ጌርካልና BRAVO
ደስ ዝብል እዩ ንቡዙሕ መንእሰይ ብተዘክሮ ንድሕሪት ክትመልስ ትኽእል ደርፊ እያ።
Xebuk serah Munir Ali yeble dexi kab kulu video clip dese eilni bezuh tarik kemzi selzesmaku Great Job ❤🇪🇷
I love the original song 🎵 😮
ደጉሞም ኢዮም ሞ ከምዛ ናይ ሙኒር ግብ ክደይናይ ጽቡቅ ክሊብ ጽቡቅ ድምጺ ኣጆካ ቀጽሎ ሙኒ ጅግና
ዓለም ጎዶሎ ሰዉአ ኩቡር ሰነትበባዊ ይሕዶጎ ኣብ ከብድኻ ዝኣቱ ዘይ ሙኖ ኣምላኽ ኣብታ ናይ ዘልኣለም ገነቱ ይንብርካ ሙኒር ሶሕል ጎሮሮ sewya ግን zima ፎክስኻ
ስነ ጥበብዊን እኮ ሓደ ሓደ ግዜ ተገምጢሉ ንዓኻ ይኸሰካ ኢዩ ፡ በጃኹም ናይዞም ብሂወት ዘየለዉ ስነ ጥበባውያን ኣይትድገምዎ ናትኩም ሓድሽ ሰሪሕኩም ኣዕግቡና
ኒዊሕ የ ተጸቤያ ሙኒረይ መቅሰን ቀዳማይ የ ረኺበያ ላይክ ሃቡኒ ብሩኽ ቀዳማሰምበት ይግብረልና @buya አዚኣ ናተይ ኮመንት ባ ብቅድሚት ግበርዋ
ሙኒር ኣነ ሑሴን ይበሃል ዓድግሊዝ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘአድንቀካ ሕጂ ወን ሓዲሽ ደርፊ ቡትግረ ንጽበ ሽክረን ሙኒር
This is my favorit musik xebuk serh mener 🇪🇷🇪🇷❤💛
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️💓👍💯🏆
@ዋልታተስፋይ