@ትግራይ-ደ5ገ

ሎሚ እኮ ዓመታዊ ባዓል ባኣተ ማርያም እዩ  እንካዕ ኣብፀሐና ጋይስ ደሙሩኒ🤲👏

@hadasemnetu8729

Hi Daniel .season 3 gual biet part 6 txbit kefiena alo. Slezi haye belena. Selam mealti.💝🌲🌲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍

@semharsemhar-b9m

መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንቆዕ ብሰላም መጻኩም  እንቆዕ ናብዚ ክቡር በዓል ናይ ኣደና ባእተማርያም ብሰላም ኣብጽሓና❤❤❤❤

@FinanTesfay-f5v

Deki eriyyy gal biet nxbyokum Alena 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

@LuwamBokre-u2c

Haxira  btami

@mihretghidey4786

Well came back guys good job amazing keep it

@user-hd8zm7xd5i

Daniel teame habibi

@BICCOLO.10

ጽባቐ ናይቲ ፍሊም በቲ ትግበርዎ ከዝባላሾ ክብሪ ተዓዘብትኹም ይሃልኹም
እታ ፍሊም ምእስ ናይ ዝሓለፈ ክሳብ 9 ደቒቅ    ይጅምእር በቃ 15ደቒቕ ተዓዚብና ከኣ ትወዳእ ዒብ ዝበሃል ኣሎ 
ነቲ ተኻታተልቲ ናትኩም ተኽቢርክሞ ከኽብረኩም ዩ እበር ኣብ ሰሙን መጽያ ዘይትጠቅም ደቒቕ ዘርጊሕካ ምዕጻው ክሃሴኩም ኢዩ እበር ኣየርባሓኩም ዩ ኣብ ቀጻሊ

@filate7

Welcome deqi 🇪🇷🇪🇷 xada ❤🎉🎉🎉

@mehretwoldai9237

ብጣዕሚ  ስሓብት ፊልም እያ  አብህልዉ ኩነታት ትገልጽ እያ አጆኹም ቀጽልዎ አብ ጎንኹም አለና 🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️🌹🎉👍።

@freweiniyemane6679

❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉wellcome

@hadasemnetu8729

ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም እያ፡ ጥራይ ዘይኮነትሲ መሃሪት ኢያ። እንተኮነ ኒወዛም ከየድናግራ። ምክኒያቱ እቲ ሃብቲ ኒሳ ዘይፈልጦ ሚስ ሓዎቡኡ ዝጸንሔ እዩ። ወዛም ሚስኪን ስለዝኮነይ ይቅረታ ሓቲታቶ ኒኣላዛር። ጌጋ ይቕሬታ ኢዩ።ሓወቡኡ ከማን ማዓስ ኢዩ ዝበልየልካ ኢሎሞ ነይሮም። ወዛም ተጠንቀቂ ሚስ ኣቦ ጋልኪ ኢሳቅ ይሕሸኪ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዳኒኤል ከኣ ጎበዝ ቀጽሎ። እንቓዓ ቢደሓን ተመለስካ።

@NahomBelay

Welcome deki erey enke Bdhan mexakom ❤❤❤❤❤

@merhawityemane6494

እዋይ ሎምስ ቀልጢፈ ረኪበያ እቃዕ ብዳሐን መጻእኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤🎉🎉🎉

@salemaraya9182

Enkoe dahan mexakum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

@sanaitairo8565

wawww ❤❤❤

@mihretk5981

🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

@DenaytYkealo

🎉🎉🎉🎉🎉

@ErmileErmile

እንታይ እያ እዚኣ ኮሜዲ ድያ ዋላ ፊሊም ጽርያት 15 ደቂቅ ጥራይ ኢና ሪኢና ሎምስ ትሕርቁና ኣለኩም ስምዒት ናይ ተኻታተልቲ ዘይትርድኡ ኣብ ተኻታተልቲ ሳሓብነት ፍጠሩ

@AbrhamTsegay-s2k

Welcome back ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉