@EriOneTouchEntertainment

Cheknley(ጨክንለይ) ..ምሉአ ግጥሚ

ጭክን ኣቢልኪ ባ ከይደልካ በልኒ 
ምሕሳብ ተጀመርኩ ተተሰቆረኒ 
በደላት ኣብዚሐ ልብኺ ናድመኹ 
ነብስኺ ኣይትህሰዪ በልኒ ይህሰይ ኣለኹ።

ፍቕሪ ገዲፈንዴ ቀሊበኪ ንብዓት
ምቕባጸይ ስኢንኪ ጎዲሉኪ ትብዓት 
ናተይ ኢልኪ ሒዝክዮ ዘየቋርጽ በደል
 እንዳሕመምኩኺ ትሓምለይ ትጸድፍለይ ገደል።
ጨክንለይ'ንዶ ምንፋቕ ክለምዶ 
ፍልይ በልኒ'ሞ ቃንዛኺ ክጥዕሞ።

እዚ ስቕታኺ ምሒር ተዋህሊሉ
 ከይስውረለይ ኣብዘይትምለስሉ 
ኣስተንፍሲ'ንዶ በጃኺ ግንሕኒ ኣብ ቀረባ ኪዲ ኪዲ ኣሻቕልኒ፡፡

ኣብ በይነይ ከስተንትን ክዝክር ክፍትን፡
ክንደይ ሳዕ ኣሎ ምጽማም ንዘይሓመልኪ ብኣይ ምሕማም
 ጨካን ልበይ ጨክንሉ ብናፍቖትኪ ክልሎ፡
ብኣኺ ሕሰቢ ንዓይ ኣይትርኣዪ 
በጃኺ ኣምብዕኒ ሕነኺ ፍደዪ፡፡

ኣብዚሐ ንእስነት 
ሃሴኪ ብኡነት 
ጨክንለይ ሓንሳብ ግን ተመለሲ 2
ምስ ጀመርኩ ምሕሳብ።

   Temesgen Fssehaye

@FnanTeklemicael

እዛ ደርፊ ግን ክትምቅር ምሽ ትፈትዋ ላይክ ግበር

@hannipuremedia

ከማይ ነዛ ደርፊ ኣብ ቲክቶክ ሰሚዑ ፡ናብዚ ዝገየየ ፡ ላይክ ይደስቅ 😂❤❤

@SAMI_SHOW1

ዝበለጹ ኤርትራውያን ኣርቲስት like 👍 ሃቡለይ🇪🇷🇪🇷

@Cawaleyarefreeman

From Somalia🇸🇴 and I love Eritrea people🇪🇷🇪🇷

@tgaebeb6224

ቲክቶክ አይቸው በግድ ነው ስሙን ያገኝሁት ልብ የሚነካ ነው ኢልትራወች ስወዳችሁ❤❤❤❤❤❤❤❤

@abrahamsemere3654

ዋውውው ንዝርደኦ ትሕዝቶ ናይዛ ደርፊ ብጣዕሚ መሃሪት ኣራሚት ኣብ ጣዕሳ የእትያ ናብ ልብኻ እትመልስ ሓይልን ትዕግስትን ደቀንስዮ እተጉልሕ ኣዝያ ዉቅብቲ ደርፊ ናይ 2025 እያ thankyou Erione touch ከምኡዉን  ዓርሞሽሽ ድምጻዊ ተመስገን,
የቐንየልና ቁምነገር ዘለዋ ደርፊ

@Enzoteddy

ከምዚ ከማይ ን ተሜ ዝፈቱ ተሎ ላይክ👍ጌርካ ሕለፍ

@rgdghddc

የእዉነት በጣም ደስ የሚል ሙዚቃ ነዉ❤ ከቲክቶክ ነዉ የመጣሁት😂 እና ኤርትራዊያኖች በጣም ነዉ የምወዳቹህ ❤🎉🎉

@yabsra-s7m

Adekum 1000 amet yenbrelkum
Gex weladitkum yerikum neza comment tenbibu zelekum and gd job keep it up❤

@Simongebrezgabiher

Neza comment tenbeb zeleka hasab lebeka yesmerelka sedetna yewdeayo..good job  deqi erey🎉🎉🎉❤❤❤

@DaveEntertainment.

Am from Tigray & I love 🇪🇷 Ahwatey ❤️❤️❤️

@MeskbaHabtamu

Am from 🇪🇹 A.A i love you 🇪🇷 people ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

@ananiyamesfin-g1r

I'm  from Ethiopia  l love Eritrea  music  🇪🇷🇪🇷🇪🇷  ❤❤❤

@EriOneTouchEntertainment

the wait is Over
 ኩላትኩም፡ዝፈተኹማ   Share Share share ኣይትረስዑ  and Like 
https://youtu.be/XtI2E7J4lyE?si=kMZ_6W6JnQpiThHU

@AleMeY_Media

መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ሃረር ኢሉ ዝተጸበየ🥺😥

@rametube8090

I'm from Ethiopia,  I love this emotional love music ❤❤❤❤❤

@robelsium3430

I'm from Gambia 🇬🇲  I like Eritrean music 🎶 ❤

@abdiazizabdilahimaxamed7297

I'm from Somalia 🇸🇴  I like this Tigrinya song so much ❤🇪🇷👌 <<
The beat is something else 🔥---- 
I have Eritrean friends. That's how I got the song 🫂

@wediteages9391

እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ተሜ ሓወይ ኣምላኽ ኣብኣብዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ይሃበና!ድንግል ኣደይ ሓልውና❤😊