[ ገላትያ 6 ] 8 እቲ ንሥግኡ ኬሓጕስ ኢሉ ዚዘርእ፥ ካብ ሥጋኡ ሞት ኪዓጽድ እዩ። እቲ ንመንፈስ ኬሓጉስ ኢሉ ዚዘርእ ከኣ ኻብ መንፈስ ናይ ዘለዓለም ሕይወት ኪዓጽድ እዩ። 7 ኣትጠበሩ፥ ኣምላኽ ኣይዕሾን እዩ። ሰብ ነቲ ዚዘርኦ እዩ ዚዓጽድ። 9 ሠናይ ንምግባር ኣይንሰልኪ፥ ከመይ ተስፋ እንተ ዘይቈሪጽና እዋኑ ምስ በጽሐ ኽንዓጽድ ኢና። 10 እምበኣርሲ ጊዜ ኸሎና ንዅሉ ሰብ፥ ምናዳ ግና ነቶም ብእምነት ኣኅዋትና ዝኾኑ፥ ሠናይ ንግበረሎም።
Thank you very much. I wish you put all the title of the MEZMUR ., on the comment section, Thank you.
❤❤❤❤❤ Kulu guzea burukat abet des kitibilu egiziahbihear ab zuriyakum ykun
Neay tray diu ezi nay catholic mezmursi menfesey bfuluy zehadseley
Xubuq mezmur qxlwo yhwat amlk msakatkum ykun
Selam wesenay
ዕልልልልልል፡ንባረኽ፡ኣለና ኣባ ቀጽልዎ ተሓቢኡ፡ዝነበረ መዛሙርትና ኣየ ክንደይ ይጥዕም
መመስገንቲ እምበር ኣይነማር ር ተመስገን እያ ንኣምላኽ ትስዕር
Hallo guys from Germany stay positive believe it to God know everything what you need so love all thank you ❤
ቴሜስጌነ ንሊዑል ሂጻን የሱሰይ💝🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤ Dihnetna zikonka ghoytana jusus 🙏🙏🙏🙏💞💞💞
ኣሜን ኣሜን
❤❤❤❤እምላኽ ይባርኩም
ክብሪ ንሉዑል ኣምላኽ ይኹን ፡ኣዝየ የመስግን።
Elelelelelelelelelelelelelelelelelelel ❤️🙏
Amen Almighty GOD is great.
ምስጋናይ ወሰን የብሉ ን፡ የቐንየልና.።
❤❤❤Zmare melaekti yesmalna
Amen Amen Amen 🙏 🤲🤲🤲🤲🤲
@ElimEfream