ገጣማይ ኣክሊሉ ተስፋጺዮን ግን ብስም ሰነ ጥበብ ክብሪ ይኩንካ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ስጥምቲ ግጥሚ ሰሚዐ
❤❤❤ Bravo Korchah ገጣማይ best
A masterpiece Album overall…You have got Earned massive Respect and Acknowledgment from the people of Eritrea and Ethiopians🇪🇷🇪🇷❤️🫡
ናይ ብሓቂ ኣጁና ደቂ መለይ ናተይ💙🙏🏿🙏🏿🙏🏿
I really liked እታ ቃል "ዝመሰለና🥰" ትብል... ይመስለና እዩ ንሽዑ እምበር ይወግሕ እዩ።
This song motivated me so much🥹🥹
Amazing lyrics, awesome vocal
ኣክሊሉ ተስፋጼን ናይ ልበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤
ትርጉም ዘለዋ meaningfull korchach nice as always❤
ዘይሓልፍ የለን! "ኣጆና ኣጆና" 💪
Eza derfi ktsemie kelekas suk elu ezi whstka tesfa ymelie ❤❤❤❤ thank you korchach
My favourite song.We love you Korchachino.🇪🇷🙏💕
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ቆርጫጭ በዓል ሕልና
ናይ በሓቂ ምንባር ንልዕሌኻ ምጥማት ዘይ ኮነ ንትሕቴኻ ብምዕዛብ እዩ ሞ ትርጉም ምስጋና ብዘለኻዮ ዘይ ምምራር ይቀኔልና ቖርጫጭ ብሉጽ ስራሕ
ብሓቂ ዓቢ ተስፋን ትምርትን ዘለዎ ግጥሚ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ቆርጫጭ ሓውና💪🥰❤
ቆጬ 1 ክንዲ 1000😊
ትፍለ ኢካ ንስካ ❤❤❤
ብሉፅ ሰብ ኣዚኻ ኢኻ ትፍለ❤❤❤
Qurchach brother wow 👍🏾 God give u all the songs meaning life ❤all your songs interesting and intelligent God bless you I can't stop listening 🌟🌟🌟🦁🦁🦁👑👑👑💪🏽💪🏽💪🏽👍🏻✌🏽✌🏽✌🏽👍🏻🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇺🇸
@yusufbeyan3367