What a nice music dame❤❤❤
نحن اخوان وجوار يكفينا الحرب والفتنه 🇪🇷🇪🇹🇸🇩🇸🇴🇩🇯سلام لي كل من يريد سالم
ነባሪት ደርፊ ሰሪሕኩም ናሆማ፡ ዛ ደርፊ ሓደ መዓልቲ ኣህጉራዊት መዝሙር ኣፍሪቃ ክትከውን ያ። ብራቮ ወዲኤረይ
Bravo 👏👏👏 iweee respect Selam deleytti degeftti wuzuatt Lom sheabia zibahe sheabia
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ናሆም ሓውና ንሰላም እንድሕር ጎይኻያ ግድን ኢኻ ከተርክባ መክንያቱ ደላይ ሰላም ደላይ ፍቅሪ ኣይደክምን ዩ
Good job guys ኣፍሪቃ ሰላም ንዓኺ ብሩህ መጻኢ ድማ ንዜጋታትኪ🌍 ❤
Well done !!! Peace up on to these desires!!! Eritrea 🇪🇷 sample of peace and stability!!!
🎉🎉God bless you
🇬🇲🇪🇹🇪🇷wawww💚💚💚👏
ጽቡቅ ትምኒት ጽቡቅ ኢዩ ዝወልድ እሞ ጽቡቅ ስራሕ ሰላም ይውረደልና ከኣ ንመላእ ዓለም ❤
Best of 2024 good job all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇸🇩 🇸🇩🇸🇩 🇪🇹 🇪🇹🇪🇹
ያሰላም ደስ ይላል ❤❤❤❤
ደጋጊምካ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ስራሕ ደጋጊመ ሰሚዐያ ግን ክመንዋ ኣይካልኩን❤ ብፍላይ ምስ ኢትዮጵያ ሱዳን ጅቡቲ ሶማልያ ንሕና ኤርትራውያን ሰላም ጥራይ 'ዩ ክኸውን ዘለዎ ድሌትና።
Nahom is king🎉🎉❤❤
Viva,Viva, Viva Nahom shkore and all neighbor countries ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤❤🇪🇭🇪🇭🇪🇭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Selam..Selam Selam ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Iam Eritrea Delay Selam kem natey hasab zelewo lack yrgex
God Blessed my brothers and your familys🇪🇷🇪🇹🇸🇩
God bless Afrika 🙏
@Blackboy12652