من كان من اخواننا الاريتريين يفهم اللغة العربية، فيبلغ الاريتيريين وخاصة الفنانين منهم اني اعشق موسيقاهم و اصواتهم رغم اني لا افهم الكلمات،، تحية حب و تقدير للشعب الاريتيري من المغرب❤❤❤🌼🌼🌼
ገጻት ሂወት ብዙሓት ድማ ኣዝዮም ገረምቲ እዮም ገለ ክሳቀ ገለ ይሕጎስ ገለ ክብርትዕ ገለ ድማ ይደክም ገለ ድማ ይደኪ እዛ ሂወት ሓጻር ክንሳ ምቅርቲ ስቃይ ካብ ኮነት ሃየ ንፋቀረላ ይሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
ንግስቲ ሙዚቃ እንተበልኩኺ ይግብኣኪ ኢዩ ንኩሎም ደርፍታትኪ ካብ መጀመሪያ ንእስነተይ ስለ ዝፈልጦም ብእኡ መሰረት ከኣ ኣብ ልቢ መንእሰያት ኣወዳትን ኣዋልድን ዘለኪ ቦታ ፍሉይ ኢዩ ፌበይ :: ስርሓትኪ ወትሩ ተዘካሪ ኢዩ ሰባት ክፈትውኻን ከፍቅሩኻን ካብ ኣምላኽ ኢዩ ::ክንደይ ከኣ ኣላ ሓተላ ታሪኽ ትገድፍ ፌቡዩ ምቅርቲ ስርሓትኪ እስትንትኖት ኣለዎም ይወግኡኻ ይዛረቡኻ ባዕሎም ብዝኾነ ብዙሕ ዝብሎ ፅቡቕ ኔርኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥ ዕናን ፍቕርን ምስ ስድራኺ ይሃብኪ we love you fro ever ever 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌼🌼🌼ቪቫ ደቂ ኤረይ ናተይ ኣምላኽ ስደትና ወዲኡ ኣብ ሑቕፊ ወለድና የእትወና :: ኣደይ ናፊቐያ ምዓስ ድዩ ካላኣይ እቲ እንራኸበሉ ማሚየ ሎምስ ፈሪሐ ማሚየ ፅምዋ ከሕምቐኒ ጀሚሩ i love you 😘❤️💕 is deki erey
Amazing song! Feven you are the best of the best keep it up.The first time I heard this song it made my cry my eyes out. It was about 11 month my Mom passed away.Sadness fills my heart. She's the only person I've ever known to be a strong, hard working woman who had very little but gave us the world. Never thought I would lose her so early in life.
My Favorite Faven.I wish this song was sold in pharmacies or Hospitals cause it’s really a cure to my stress.
ባሕሪ ሂወት ብሓቂ ሚስጥር እግዚኣቢሄር ዩ : ፌቡ ጥዕምቲ ድምጺ ደጊመ ደጋጊመ ይሰምዖ ደርፍኪ ግን ክኣ ዘይመንዎ 👌🏽 👍🏽❤️❤️❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹
ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ፈቨን ጸጋይ ሓንቲ ካብተን ብልጻት ስነ- ጥበባውያን ሃገርና ብምኻንኪ ኣብ ስራሕኪ ዓቢ ዓወትን ንቅድምት ጽቡቕ ግስጋሰ ይምነየልኪ ነዓክን መሳርሕትክን !!
ፌቡ ምዕርግቲ ጥዕምቲ ድምጺ ጽብቅቲ መልክዕ ጽብቕቲ ኣከዳድና፡ ኩርዓት ኤርትራውያን we all love and proud of you febu, and team kumel proud of you guys too.
እዛ ደርፍስ ልበይ ተንክፋትን ማራ ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነት ይሃበና ንኩሉ ንክርህዎ ንክሓልፈሉ ዝጽዕር ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነ 😥😥😥🇪🇷
ባሕሪ ሂወት ...!! መን'ዩ ዝነግረኒ ትርጉም ናይዚ ምንባር ... ኣብር'ዩ ዘረድእ ብትርጉም ብተግባር... መን'ዩ ኣነ ይበል ዝፈልጦ ምስጢሩ..... ኣጥዕዩ ዝነግረኒ ተንቲኑ ዘርዚሩ ... ሂወት ሂወት ሂወት ተጓዓዚ... ኣብቲ ዝሓደሮ ዘየማሲ...(2) እዚ ባሕሪ ሂወት ክንደይ ከአ ይገፍሕ ... ገለን ኣብ ወሰን ኮይኑ ንበይኑ የሳፍሕ... ገለን ታሕቲ ኮይኑ ንውሽጢ ይሓልፍ ... እዚ ባሕሪ ሂወት ካብ ዓለም ይገፍሕ... ባሕሪ ሂወት ፡ባሕሪ ሂወት... ዓቀኑ ገሚትካ ዘይብጻሕ ... ባሕሪ ሂወት ፡ባሕሪ ሂወት ... ትኾዶ እንበር ጫፉ ዘይብጻሕ...(2) ንጉዓዝ ኣለና ጀጃልባና ሒዝና... ገሌና ኣብ ማዕበል ገሌና ሃዲእና... ገሌና ብቀስታ ገሌና ብናህሪ... ዘየቃርጽ ጉዕዞ ክሳብ ዘላ ዕምሪ... ከምኡ'ያ እዛ ሂወት... ከምኡ'ያ እዛ ትንፋስ ... ውዑዩን ዝሑልን "እናባራረኻ"...(2) ንቅድሚት ምግስጋስ... !! (2) My Therapy 😘Feven tsegay🙏 !! My Therapy 😘Aklilu Tesfasion 🙏!!
ነኽሊሉ ተስፋጽይን ዝወለደት ኣደ ብርኽቲ ማህጸን አያ
I like this music kabzi guayla wedi guayla ekua yerifna tum semina btami xibuk sirah Feven keep it up.
ኡይይይይይይ ዓለም ዝኣበሰት የብላን ንሕና ደቂ ሰባት ኢና ንጨካከን ዘለና ነዛ ግዚያዊት ዓለም ንምከሐላ ዘለና ክገርመኩም ኣነ ኣብ ኣፍሪቃ እየ ዘለኩ የሕዋተይ ኣለዋኒ ኣብ ኤሮፕ ግን ንዓይ ከም ሓወን ሚኢቲ ኢለናኒ ኣይፈልጣን እየን ካብ ኣሕዋተይ ጎኖት እዮም ዝሕጉዙኒ ኣብታ ዝጎደለኒ ይሰርሕ እየ ግን እኩል ኣይኮነን ንምንታይ ጺሒፍካዮ ከይትብሉኒ ኣብ ምዝንጋዕ ከለኩ እየ ጺሒፈዮ ስለዚ ዓለም ዘይኮነት ጨኪና ንሕና ኢና ጨኪና ሓወይ ሓፍተይ ንበሃሃል ዓለም ካልእ ትርፊ የብላን ኣብዛ ሕጂ ሳዓት ካብ ደቂ ኣደይ ጎና ዝገብረለይ ይበዝሕ ጎና ክብል ግና ሓወይ ብስጋ ዘይራከብ ማለት እየ ሶሪ ግን ምስ ሰተኩ እየ ክፋእ ናይ ኣሕዋተይ ትዝ ኢሉኒ ንግዚኡ እዩ እምበር ኩላትና መወቲን ሓለፍትን ኢና ሶሪ ኣሕዋት ኣይንጫኻኸን ብሊዝ
Feibu mara ye zfetweki nay bahki bahri hiwet,endei derfki semia aytsegbon ye i love so much tesfa ygebr hade mealti krekbeki miss u 😍😍😍😍😘😘😘😘
Finally u r back Febu... we miss u and How many were waiting for Febu.... Me i was and am enjoying now!!!
ን ፌቡ ክፈትዋ መዓት ኢየ 👍ላይክ👍 ኣጥዑሙኒ እባ ክክክክ
ሰነስራዓትኪ ክፍተወኒ ፁቡቅ ስራሕ ፌቡ❤❤
Eza derfi ab machelo nksema ele machelo ywula nere hji gn tanks enqae mexakna fevu
Febey mkrti xbuk srah bhaki newih texebinaki ena wlad halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘❣ nigoaz tray hade malti adna knbexih ena 🙏::
@alemteklay8506