Loading...
「ツール」は右上に移動しました。
利用したサーバー: natural-voltaic-titanium
452いいね 22707回再生

Demu Kem Mai By Esayas weldemichael Catholic mezmur " ደሙ ከም ማይ " ብኢሰያስ ወልደሚካኤል

[ ትንቢት ኢሳይያስ 53 ]

7 “መከራ ጸገበ፥ ግናኸ ርእሱ ኣዋሪዱ፥ ብትሕትና ተቐበሎ፥ ኣፉውን ኣይከፈተን። ከምቲ ናብ ማሕረዲ ዚኽብከብ ገንሸል፥ ከምታ ኣብ ቅድሚ መቀዝታ ስቕ እትብል በጊዕ ኣፉ ኣይከፈተን።

8 ብግፍዒ ኂዞም ፈረድዎ፥ ናብቲ ዚቕተለሉ ቦታ ጐቲቶም ወሰድዎ እሞ፥ ቀተልዎ፥ ብዛዕባ እቲ ዝበጽሖ መከራ ዝተገደሰ ሓደ እኳ የልቦን። ብምኽንያት ገበን ሕዝብና ተቐትለ።

ሰሙነ ሕማማት ፡ሰሙነ ለውጢ ፡ሰሙነ ቅድስና ይግበረልና

コメント